Thursday 8 April 2021

 


Reacting to video from Lil Nas and give some commentary ደቅኩም እንታ ይሰምዑን ይርእዩን ኣለዉ


Sunday 17 January 2021

አርቲፍሻል እንተልጅንስ

አርቲፍሻል እንተልጅንስ አብ ዓለም እንዳ ዛየደን ከምኡ ወን ምባሌ አንዳወሰከ ዝከይድ ዘሎ ምስ ሕብረተ ሰብ ወን አንዳተሃወሰ ዘመፀ ዘሎ ኩነት እዩ።




ዖላማ ናይ  አርቲፍሻል እንተልጅንስ; ናይ ወድ ሰብ ጠባይን ባህርያት ተማህሪካ ከም ሰብ ኮይንካ ምስራህ እዩ።  

3 አይነት ናይ ሞዖባለ ናይ ቴክኖሎግይ አለዉ; ነሶም ደማ አርቲፍሻል እንተልጅንስ፣ ማሽን ለርኒንግ ፣ ዲፕ ለርኒንግ 




1አርቲፍሻል እንተልጅንስ

ናይ ወድ ሰብ ጠባይን ባህርያት ተማህሪካ ከም ሰብ ኮይንካ ምስራህ እዩ

2 ማሽን ለርኒንግ 

ሓደ ክፍሊ ናይ A.I ኮይኑ   ብዝያዳ ዳታ ተቀቢልካ ወሳኔ ምውሳድ  

3 ዲፕ ለርኒንግ  

ሓደ ከፋል ናይ ማሽን ለርኒንግ ኮይኑ ከም  አብ ሓንጎልና ዘለዉ ኑሮንስ ብምምሳል ዝከበዱ ሰራሃት ምፍታህ እዩ 


ሰለዚ  ማሽን ለርኒንግ ምስ ዲፕ ለርኒንግ   ኮይኑ ን AI በ ኣልጎርዝም ዝሓሽ ውጽኢት ክህብ  ይኽእል።



አርቲፍሻል እንተልጅንስ ካብዞም ዘተከስናዮም ተውሳኺ ብ ኦብጀክት ድተክሽን፣ natural language processing expert system ከምኡ ወን robotics ወዘተ ይሰርሑ።


አርቲፍሻል እንተልጅን ኣብ 3 ክክፈሉ ይክሉ

አርቲፍሻል ናሮው እንተልጅንስ  {ትሑት ፍልጠት }

አርቲፍሻል ጀነራል እንተልጅንስ

አርቲፍሻል ሱፐር  እንተልጅንስ


1፣እት ቀዳማይ ዓይነት አርቲፍሻል ናሮው እንተልጅንስ፣ ኣብ መዓልታዊ ነተቀመሎት ተችኖልጎይ ዝረከቡ እዮም። እዞም ዓይነት ነ ነኣሽቱ ሰራሓት ከም ኣብ ሞባይልና ዘረከቡ voice  recognition Siri ወይ Alexa፣ face recognition በ ካመራ ፓስሶውርድ መክፋት፣ ኣብ Tesla ምክና self driving ወይ ኣውቶፕይለት፣ ሶፍያ አታ ሮቦት ከምኡ ደማ google map  እዮም።

2፣ አርቲፍሻል ጀነራል እንተልጅንስ ዝበሃል አት ካልኣይ ደረጃ ኮይኑቭሕ ፣ዓይንት machine   ወይ ከኣ ሮቦት ከም ሰብ ሰራሕ ከሰርሑ ክእለት ዘለወኦ ግና  እኮ አንተ ክእልት  ኣልወኦም፣ ከም ሰብ ከሓስቡ ወይ  ደማ ሰነ ለቦና  የበሎሙን።




ሳይንቲስ ስቲቨን ሆውክን ብዛዖባ  አርቲፍሻል ጀነራል እንተልጅንስ  ከምዚ ኢሉ ገልትሰዎ '

" አርቲፍሻል ጀነራል እንተልጅንስ ርእሱ ክኢሉ፣ ቃል ዲዛግን ቀይሩ ዘበለጸደ 

ዓይነትይ ክኸወን ይክልዩ። ወዲ ሰብ ድማ ምስቲ ድሑር ባዮሎጂል ፍጥረት ምስኦም ክወዳደሩ ኣይከሎን እዮም"

3፣ አርቲፍሻል ሱፐር  እንተልጅንስ፣ እዚ ሳልሳይ ከፋል ድማ ተችኖሎግይ ኣብ ዝበለጸ ደረጃ ምስ ዘበጽሕ እዩ። እዝ ዓይነት ኣብ Science  Fiction  ፊልም ነርዮም ሮቦት እዩ። nay technology ፈላታት ገን   አርቲፍሻል ሱፐር  እንተልጅንስ በ 2040 ምህርት ክኸወን ይኽእል ዩ ይብሉ።


እሞ ኣብዚ ግዜ እዚ እንታይ ኦይነት   አርቲፍሻል እንተልጅንስ ኣለዉ አት መብዛሕትኡ ሰብ ዘጥቀመኡ Google እዩ።




ኣብ Google  search  ከትገብር ከለኻ google  ኩሉ ሰለ track ዝገብረካ ኣብ google ዝሓተትካዮ ወይ ኣብ Siri  ኣብ Alexa ዘሓተትካዮ ኣብ ወገናት Facebook ንዓካ ዝምልከቱ አድቨርት ይረኣዩካ፣ እ  ደማ ካብ በ Algorith ናይቲ ሶሻዓል platform የመጹ።

  • J P Morgan ዝበሃሉ ናይ ፋይናንስ  ካምፓኒ Contract  Intelligence platform ን ዶክዩመንት  ብቅ ልጥፍ ደቓይቕ  ኣንቢባ ውጽኢት ትህብ፣ አዚ ሰራሕ ብሰብ አንተ ኮይኑ 36፣000 ሳዓት ከምዝወስድ ይፍለጥ።
  • ኣብ 2016 IBM Watson ኣብ ሕክምና በዙሕ ዓይነት ምለክታት ሕማም ብምልላይ እቲ ዘሓሽ ወሳኔ diagnosis ትህብ። ልዖሊ 230 ኣብያት ጥዖና ነዚ ሲስተም ይጥቀሙ ኣለዉ።    
  •   Google  AI Eye Doctor፣ እዚ ቴክኖሎጂ ስእሊ ናይ ዓይን ብምውሳድ ኣብ ናይ ሸኮርያ ዘለዎም ሰባት ናይ ዓ ይኒ ሞዖዋር ዘምጽእ ምልክታት ክረክብ ይኽእል።
  • ኣብ መራኸቢ ሕቡራን Facebook AI ከም  ማሽን ለርኒንግ ምስ  ዲፕ ለርኒንግ 
     ብምጥቃም ናይ ሰባት ስእሊ ብምልላይ ነ መሓዙትካ Tag ክገብር ከምዝከእል 
  • Twitter በ AI ኣልጎርዝም ምጥቃም ናይ ግብረ ሽበራ ትንታኔታት ልዖሊ 300000 ከምዝ ዘሓዙ ይፍለጥ
  • Google ሰርች ምስ እትገብር፣ ሓሳባት ኣብቲ ሰርች ከም እትህበካ ፈሉት እዩ፣ እዚ ውን ካብ AI ዘተረኽቡ ዳታ ከም ዖድመ፣ ትንብረሉ ቦታ፣ ጾታ፣   ሰርች History ወዘተ። 
  • Siri  አንድ Alexa ፣ =ከምኡ ወን ሓድሽ ናይ Google Duplex ከም ሰብ መስሉ ቆትሰራ መሓዛ ኣብ ተለፎነ ከምኡ ከምኡ ደማ ዘተፈላላየ ሓገዛት ይህብ። 




የቐንየልና ኣብ ዝስዖብ  documentary  ናይ አርቲፍሻል እንተልጅን መደብ ቀሪብናልኩ ኣለናኣ እዚ ቪደኦ አንተ ደኣ ውጽእታዊ ረኪብኩሞ Like Share and Subscribce ገበሩልና ።